ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 20 ሊትሮ ዝሕዝ መኽደን ዘለዎ ባልዲ ክትዕድግ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 19, 2006 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ ጨረታ ምልክታ

በዝሒ 750

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቑሒታት

  1. ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን

  2. በቲ ተኣዚዙ ዝርዝርቨመሰረት ከቅርብ ዝኽእል፣

  3. ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 16/05/2006 ዓ/ም ይኸውን።

  4. ናይ ጨረታ ሳንዱቐ ዝዕሸገሉ ዕለት 26/05/2006 ሰላት 6፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሎ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይኽፈት ይኸውን

  5. ውዕሊ መኽበሪ ናይቲ ዘእተውኽምዎ ዋፋ 2% ብCPO ክትሕዝ ዝክእል

  6. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መመረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራሕ መሰሉ ኣለዎ።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ

መቐለ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ