ተደላይ ረቁሓታት ዝርዝር ከምዝስእብ ይኸዉን
- ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ
- ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም
- ቫት ወይ TOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ መጋቢት ወርሒ ዲክላራስዩን ከቅርብ ዝኽእል::
- Â ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::
- ንሕድሕድ ናይቲ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብዝስዕብ ዝርዝር ይኽዉን
- Â Â ናይ ፅሕፈት መሰርሒ 2000
- Â Â ናይ ፅሬት መሳርሒ 2000
Â
- ካብ እስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን
- እዚ ጨረታ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕል አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል
- እዚ ጨረታ ከመልእዎ ከለዉ ምስ ቫቱ ብዘይ ቫት ምካኑ ይሕብሩልና
- አብቲ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ
- እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 (ዒስራ ቅርሺጥራሕ) ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቑፅሪ - 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትኽእሉ ::
- እዚ ጨረታ ግንበት 29 /9/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣደራሽ ቓላሚኖ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::
- ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 0345591486 / 0914 76 47 62 ምድዋል ይካኣል እዩ
ድሕሪት