ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓረት (ንብረት) ንክትዕድ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 13, 2017 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓረት (ንብረት) ንክትዕድ::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ

2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

3 ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 12/07/2017 ዓ/ም -15/07/2017 ዓ/ም ይከውን::

4 ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 15/07/2017 ዓ/ም 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 15/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተ - ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ሞዴልHz]75L

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዓቀኒበዝሒፓርት ናምበርናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ቸርኬቁፅሪ01
2ክሬክቁፅሪ013ተ ቶን
3ናይ መኪና ጎማ መፍትሒቁፅሪ01መስቀለኛ
4ዘንጊ ናይ ኮፎኖ ጠጠው መበሊቁፅሪ01
5መፍትሒ በዓል 13-14ቁፅሪ02
ድሕሪት
ጨረታ መደብ