ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንእብያተ ሕፅፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ባንዴራታት (ሰንደቅ ዓላማ ) ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ስራሕቲ ሕትመት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

               ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንእብያተ ሕፅፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ባንዴራታት (ሰንደቅ ዓላማ ) ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቆሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን/Tin/: መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምርን ካብ 17 /02 / 2007 ዓ/ም ጀሚሩ ባንዴራታት (ሰንደቅ ዓላማ ) 50.0 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉደሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ 4000 ብር ከትሕዝ ዝኽእል /ትክእል::

4 ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/03/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 08/03 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:45 አብ ቅደሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናል ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::

6 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

7 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ::

8 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406839 408501 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

9 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዕሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኽዉን::


 


 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ