ፃውዒት ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ንናይ ቤት ፅሕፈት ብዝህነትን ርክብ ህዝብታትን ትግራይ ብናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እትህብ ሃይለኩስ መኪና ሞዴል Lan 25 ሰሌዳ ቁፅሪ ኢት 4-13282 ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን
ተ/ቁ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | Engine mounting | 12361-54250 | pis | 02 | |||||
2 | Lamp Assy combination | 81550-Ok030 | set | 01 | |||||
3 | Cylinder switek loak ingnition | 699057-OK021 | set | 01 | |||||
4 | Cylinder key lock LH | 69052-OK010 | set | 01 | |||||
5 | Sensor inlet air | 89424-12010 | pis | 01 | |||||
6 | Spider kit | 04375-OK010 | pis | 02 |
1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል
3. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል
4. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 07/04/2017 ዓ.ም ክሳብ ብዕለት 09/04/2017 ዓ.ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ይኸፈት
5. በዝሒ ናይቲ ንብረት ክውስኽ ወይ ክቕንስ ይኽእል እዩ
6. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን
7. እዚይ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
ድሕሪት