ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ግልፂ ጨረታ ዕድጊት ደንቢ ኸዳን ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (19 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 3, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ጨረታ ዕድጊት ደንቢ ኸዳን

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ኮትን ስረንብሳምፕል መሰረትፅምዲ22
2ሸሚዝብሳምፕል መሰረትፅምዲ23

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2016/17 ገብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝከእስ

2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መስስዩ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብ ብር ኾይኑ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይገበር

5. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መሕዘዚ ክፍሊት ቸክ (ሲፒኦ) ብር 10,000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኸአስ

6. ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 100 እናኸፈስካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል

7. ሰዓራይ አዚ ጨረታ ናይ ሕድሕድ ተጠቀምቲ ቅድሚ ሰሪሑ ምዝዛሙ ኮትን ስረን ፕሮዋ (ስፌቱ ዘይተዛዘመ ሞዱል እቲ ኽዳን) ብ ዓቀኖም መሰረት ከምዝተሰርሐ ናብ ድርጅትና ኣምፂኡ ቸክ ከገብር ዝኸአስ

8. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 20 መዓልቲ በቲ ዘቅረብናዮ ሳምፕስ መሰረት ፅረት ዘለዎ ደንቢ ኽዳን ሰሪሑ ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ 6ደ ደብሪ ብናደ ባዕሱ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ

9. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገስፀሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ተዘይኣሲሩ መኽበሪ ጨረትኡ ናብ ትካልና ኣታዊ ይግበር

10. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 23/3/2017 -03/4/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፣ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከስቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 6ይ ደብሪ ቀፅሪ 8 ይኽፈት፤

11. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስመ እዩ፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከሳል፣ቁፅሪ ቴሌፎን 0344404253።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ