ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 (17 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 04:10 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡

5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ የረክቡ፡፡

6. ፕሮፎርማ አብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 21/02/2017 ክሳብ 25/02/2017 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡

7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-742142 ምርካብ ይከአል እዩ፡፡

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1End sub assy45503-09340Pcs02
2END Sub assy Tierod45046-09310Pcs02
3AC Beltብሞዴልpcs011HZJ76L
ድሕሪት
ጨረታ መደብ