ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ መኪና አቁሑት እስፔር ምልክታ ፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 20, 2017 (23 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ መኪና አቁሑት እስፔር ምልክታ ፕሮፎርማ

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን///3

ዕለት 20 /2/2017ዓ/ም

ተ.ቑናይ ኣቑሑት ዝርዝር /Descriptionመፍለይ ቑፅሪ Specifcation/ part numberመዐቀኒ /Unitበዝሒ /Qantiityናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1እውተር ቤሮንግ90080-36067ቑፅሪ2
2ኢነር ቤሮንግ90080-36064ቑፅሪ2
3ሎክ ውሸር90215-42025ቑፅሪ2
4ከሎው ውሸር90214-42030ቑፅሪ2
5አፐር እርም ጅይንት43360-39085ቑፅሪ2
6ለውር አርም ጅይንት43340-39245ቑፅሪ2
7ብሬክ ፓድ04465-35260ሴት1
8ብሬክ ሹ04495-35230ሴት1
9ብሬክ ድስክ43512-35190ቑፅሪ2
10ስታርተር ኪት ባትሪ28226-54340ቑፅሪ1
11ስታርተር ኪት ሞተርኦርጅናልቑፅሪ1
12ሂልደር አሰይ ስታርተር ብሩሽ28140-54380ቑፅሪ1
13ክላክስ86520-28050ቑፅሪ1
14ብሩሽኦርጅናልቑፅሪ2
15ቅት ሾክ ኦብዘርቨር48511-80066ቑፅሪ2
16ድት ሾክ ኦብዘርቨር48541-39316ቑፅሪ2
17ኪ/ሜትር መቆፃፀሪ መኪና ሃይሉክስ ስፒዶ ሜትር አሰይ/83220-36560ቑፅሪ1


ሓበሬታ

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም።

2) ካብ እስፔስፍኬሸን ወፃኢ ምምላእ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።

4) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

5) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

6) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት2ዐ/2/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/2/ 2017 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን

ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/2/2017ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 26/2/

2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን።

7) ተዋዳደርቲ አብቲ ናይ ፐሮፎርማ ፖስታ ስልኪ ቑፅሪ ክፅሕፉ አለዎም ።

ኣድራሻ፡- ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ