ምልክታ ግልፂ ጨረታ ናይ ስፔር ፓርት መኪና
ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ላይነር | LADEL | pcs | 4 | |||
2 | ፒስቶን ምስ ፒን | 13101-54101 | pcs | 4 | |||
3 | ፒስቶን ሪንግ | 13011-54120 | Set | 1 | |||
4 | ኮኔክቲንግ ሮድ ኣሰይ | 13201-59106 | pcs | 2 | |||
5 | ቤሪንግ ክራንክ ሻፍት | 11701-54080 | Set | 5 | |||
6 | ቤሪንግ ኮኔክቲንግ ሮድ | 13041-54041 | Set | 4 | |||
7 | ወሸር ሴት ክራንክ ሻፍት | 11011-54020 | Set | 1 | |||
8 | ታይም ቤልት | 13568-59066 | pcs | 1 | |||
9 | ቫልቭ ኢንቴክ | 13711-17010 | pcs | 4 | |||
10 | ቫልቭ ኤግዞስት | 13715-17010 | pcs | 4 | |||
11 | ቤሪንግ ካምሻፍት | 11802-54020 | Set | 1 | |||
12 | ኦይል ፊልተር | 15600-41010 | pcs | 1 | |||
13 | ቪ ቤልት ፋን | 90916-02211 | Set | 1 | |||
14 | ኢለመንት ኤየር ክሊነር | 17801-54180 | pcs | 1 | |||
15 | ግሎን ፕላግ | 19850-54140 | pcs | 4 | |||
16 | ቻምበር | 11106-54120 | pcs | 4 | |||
17 | ኖዝል ኣሰይ | 23620-59045 | pcs | 4 | |||
18 | ሳፖርት ሞተር | 12361-54121 | pcs | 2 | |||
19 | ሳፖርት ካምብ | 12371-54060 | pcs | 1 | |||
20 | ፊዩል ፊልተር | 23390-64480 | pcs | 1 | |||
21 | ክላች ዲስክ | 31250-35410 | pcs | 1 | |||
22 | ከቨር ክላች ዲስክ | 31210-35101 | pcs | 1 | |||
23 | ሪሊዝ ቤሪንግ | 31230-35061 | pcs | 1 | |||
24 | ጋስኬት ኢንጅን ኦቨር ሆል | 04111-54191.FO | Set | 1 | |||
25 | ጋስኬት ሲሊንደር ሄድ | 11115-54073 | pcs | 1 | |||
26 | ቫልቭ ጋይድ | 11122-54020 | pcs | 8 | |||
27 | ወተር ፓምፕ | 16100-09092 | pcs | 1 | |||
28 | ካፕ ሊንግ | 16210-54150 | pcs | 1 | |||
29 | ሮተር ሄድ | 22140-54730 | pcs | 1 | |||
30 | ፊድ ፓምፕ | 22505-54010. | pcs | 1 | |||
31 | ኢንፑት ሻፍት ቤሪንግ | 90363-12002 | pcs | 1 | |||
32 | ሸምስ ዝተፈላለየ ዓቀን | pcs | 8 | ||||
33 | ጋስኬት ኢንጀክሽን ፓምፕ | pcs | 1 | ||||
34 | ካምሻፍት ኣሰይ | 13501-54070 | pcs | 1 | |||
35 | ቪ-ቤልት ሻን ፓምፕ | 99332-10865 | pcs | 1 | |||
36 | ታይም ቤልት ኣይድለር No 1 | 13505-54021 | pcs | 1 | |||
37 | ኦይል ፓምፕ ጊር | 15121-54020 | pcs | 1 | |||
38 | ዘይቲ ሞተር | 5 Liter | Gallon | 3 | |||
39 | ዘይቲ ካምብዮ ዲፈረንሻል | #90 | Liter | 12 | |||
40 | ዘይቲ መሪ | Liter | 2 | ||||
41 | ዘይቲ ፍሬን | Liter | 1 | ||||
42 | ፖስትሽ | pcs | 2 | ||||
43 | ታይም ቤልት ኣይድለር No 2 | 13503-54030 | pcs | 1 | |||
44 | ኦይል ፓምፕ ድራይቭ ጊር | 15121-54020 | pcs | 1 | |||
45 | አይል ፓምፕ ድራይቫን ጊር | 15122-54020 | pcs | 1 | |||
46 | ዲናሞ ብሩሽ | 27370-58320 | pcs | 1 | |||
47 | ስታርተር ኪት ባትሪተርሚናል | 2822-54340 | kit | 1 | |||
48 | ስታርተር ኪት ሞተር ተርሚናል | kit | 1 | ||||
49 | ቫክዩም ፓምፕ | 29300-54180 | pcs | 1 |
NB: chasis No:- # JTFDE6264000081826 #
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2016/17 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
2. ናይ ግብሪ ኸሩስ መስስ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእሰን
4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብ ብር ኾይኑ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር
5. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መስዘዚ ከፍስት ቸክ(ሲፒኦ) ብር 10,000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል
6. ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 100 እናኸፈስካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል
7. ሰዓራይ አዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገስፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ በቲ ዘቀመጥናዮ ፓርት ናምበር መሰረት ፅሬት ዘስዎ ንብረት ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕስ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ
8. እዚ ውሱን ጨረታ ካብ ዕስት 19/02/2017 - 29/02/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕስት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ኣብ ትካስና 6 ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤
9. እቲ ቤት ዕዮ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናደ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስመ እዩ፤
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ ደደቢት ማን ይናንስ ናብ ዝርከብ ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ መፂእኻ ምሕታት ይከሳስ፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-40/253።
ድሕሪት