ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለየ ፓዳትን ካርድታትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (25 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 23, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ ምሕታም ፓዳት

ዋኒኑ፣ ዝተፈላለየ ፓዳትን ካርድን ብጨረታ ምሕታም ይምልከት

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለየ ፓዳትን ካርድታትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።

1- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

2- ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኾን ይግባእ

3- ናይ ከፋሊ ተወሳኺ እሴት ታክሲ መረዳእታ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

4- ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእትዎ ዋጋ 10% ዘይምለስ ከትሕዝ ኣለዎ

6- ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ 100.00 ብር ምዃኑ

* ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

* ካብ ትካል ዘቅረቦ መማረፂ ስፐስፊኬሽን ወፃእ ዝቀርብ ዓይነት ሕትመት ተቀባልነት የብሉን

* ኣብ ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን

* ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብ ዝተኻየደሉ ዕለት

* ጨረታ ብዘለዉ ሰባት ይኸፈት

ኣድራሻ

* ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ውሽጢ 2ተ ሰሙን ሓቲሙ የረክብ

* ጎኒ ኢሜግረሽን ፊት ንፊት ቤ/ፅ ፍርዲ ቤት ወረዳ እንደርታ

ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ

* ካብ ዕለት 18/02/2017 ዓ/ም ጀሚሩ 23/02/2017 ዓ/ም

ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት

* ዕለት 25/02/2017 ስዓት 3ተ ናይ ረፋድ ይካየድ

መተሓሳሰቢ

1- Prescripion Paper ኣብ ሓደ ፓድ 100 pcs=130 ፓድ

2- Sick Leaveኣብ ሓደ ፓድ 100 pcs=40 ፓድ

3- Assessment Chart-ኣብ ሓደ ፓክድ 500 pcs=26 ፓክድ

እዚ መሰረት ጌሩ ይስራሕ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ