ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ኪና ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (18 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት 18/02/2017 

ቑፅሪ ተ6-4/6/720

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ኪና ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ/軍ዓይነት ንብረትመግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድ ምርመብረሂ
1Mirror Assey LH87940-60273pcs01
2Mirror Assey RH87910-60333pcs01
3ቦልደን ባትሪ70 ኣምፒርpcs01

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅሪን ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/02/2017 ዓ/ም እስካብ ዕለት 21/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተሰብስቡ ሰዓት 3፡30 ይኽፈት::

➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቐሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ በቲ ስፔሲፊኬሽን መሰረት ክኸውን አለዎ::

➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስ በፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።

➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ እዩ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1' ደብሪ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637/0342400158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ