ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ሰነዳት ሕትመት ከስርሕ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ሰነዳት ሕትመት ከስርሕ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

P.Rተ.ቁዓይነት ንብረትመፍለይመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
360841Bin cardsamplepcs10000
2site store Issue Vouchersamplepad100
3site store Requisition Vouchersamplepad100
4Inter StoreTranfer Receiving vouchersamplepad70
5purchase Requisition Vouchersamplepad100
6Store Requisition Vouchersamplepad100
7Get passsamplepad50
8Requisition (fuel & Oil)samplepad50
9Store Return Vouchersamplepad30
10Fixed Asset Return Vouchersamplepad30

– ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

– እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

– ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።

– ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓጺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

– ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 14/02/2017 –18/02/2017ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 6:30 እዩ።

ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይኸውን ።

– ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 /0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ