ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 09:10 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ርማ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 15/2/2017 ዓ/ም ስዓት 9:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2016/2017 ዓ/ም

• (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን

• ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።

ዝርዝር ንብረት/ዓይነት ንብረት/ዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅለላ ዋጋ
LAN..25 SL
1Bearing rear90080...36206Pcs1
2Axle seal90310...T0006Pcs1
3Axle shaft Assey42311...ok030Pes1
4differential sealorginalPcs1
5ናይ መሪ ዘይቲ መትሕዚቋት/ማ/Pcs1
6ክሪክ ምስ መልዐሊኡTOYOTA OrginalPcs1
7ሴንተር ቤሪንግ37230---ok011Pcs1
8ብሬክ ፓስተር ኣሰይ4461009290Pcs1

መተሓሳሰቢ

• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።

• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣

• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።

• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣

ድሕሪት
ጨረታ መደብ