ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ኣብ ከተማ መቐለ 1 1 ኣብ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ፍሉይ ቦታ ጅብሩኽ ዝርከብ ቤዝመንት+ግራውንድ+10 : 2ይ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ፍሉይ ቦታ ሚዘር ዝርከብ ቤዝመንት ግራውንድ 11 ፕላን ዝፀደቐሎም ቦታታት ቀዳማይ ብርኪ ስትራክቸር ስራሕቲ (first phase) ቤዝመንት+ግራውንድ+2 ስራሕቲ ህንፀት ኣብ ክልቲኦም ቦታታት ንምስራሕ ስለዝደለና በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:165,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:2,000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ስራሕቲ ህንፃ ኮንስትራክሽን

ሓላ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ኣብ ከተማ መቐለ 1 1 ኣብ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ፍሉይ ቦታ ጅብሩኽ ዝርከብ ቤዝመንት+ግራውንድ+10 : 2 ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ፍሉይ ቦታ ሚዘር ዝርከብ ቤዝመንት ግራውንድ 11 ፕላን ዝፀደቐሎም ቦታታት ቀዳማይ ብርኪ ስትራክቸር ስራሕቲ (first phase) ቤዝመንት+ግራውንድ+2 ስራሕቲ ህንፀት ኣብ ክልቲኦም ቦታታት ንምስራሕ ስለዝደለና በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ተጫረትቲ ከማልእዎም ዝግብኡ ረቋሒታት

1. ብሓፈሻዊ ኮንትራክተር (General contractor) ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ወይ ፣ ብህንፃ ኮንትራክተር (Building contractor) ደረጃ 5 ን ልዕሊኡን ስራሕ ፍቓድ ዘለዎ።

2. ካብ ቢሮ ልምዓት ኩተማን ኮንስትራክሽንን ወይ እውን ካብ ካሊእ ዝምልከቶ ሕጋዊ ትካል ወረቐት ምስክር ዝተውሃቦ ክኸውን ኣለዎ።

3. ናይ 2016 ዓ.ም ፍቓድ ስራሕ ዘሓደሰ ክኸውን ኣለዎ።

4. በቶም ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዘፈር ስራሕ ዝሰርሐን ልዑል ልምዲ ዘለዎን ክኸውን ይግባእ።

5. በቲ ዝተሳለሁ ዘፈር ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ስራሕ ዘለዎ ፣ ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ ሰርተፊኬት፣ ቲን ቁፅርን ካልኦት ኣገደስቲ ዝበሃሉ ሕጋዊ መረዳእታታትን ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ክቕርብ ኣለዎ።

6. በቲ ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ ኣዋጅን መምርሕን ብመሰረት ዝእዝዞ ናይ ወርሒ ነሓሰ 2016 ዓ.ም ፀብፃብ ዘፍለጠ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ ክኸውን ይግባእ።

7. ሰነድ ጨረታ ኣብ ከተማ መቐለ ጥቃ ዕዳጋ ዓሓቂ ፊት ንፊት ተሓገዝ ህንፃ ሓጎስ ተላ ህንፃ ካልኣይ ደብሪ ዝርከብ መቐለ ጨንፈር ቤት ፅሕፈትና ብር 2,000.00 (ክልተ ሽሕ) ብነፍስወከፍ እናኸፈሉ ይውሰዱ።

8. ዝቐርብ ሰነድ ጨረታን ካልኦትን ኣድለይቲ መረዳእታን ብነፍስወከፍ ናብቲ ዝወፀ ጨረታ ህንፃ ስም ኣታዊ ክኸውን ይግባእ።

9. ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ሰነድ ጨረታ በበይኑ ዝተፈላለየ ፖስታን ብ3 ቕዳሕ ክቐርብን ፡ ዋና ሰነድ ፡ ቀዳማይ ቕዳሕን ካልኣይ ቕዳሕን ተባሂሉ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ክፀሓፈሎን ይግባእ።

10. እቲ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ዕለት 12/02/2017 ዓ.ም ክሳብ 26/02/2017 ዓ.ም ቀዳም ሓዊሱ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዃኑ ፈሊጦም ሰነድ ጨረታ ምዕዳግ ይኽእሉ።

11. እቲ ጨረታ ዕለት 26/02/2017 ዓ.ም ስዓት 9:00 ተዓዕዩ ስዓት 9:30 ዝኸፈት ይኸውን።

12. ጨረታ ኣብ ዝኸፈተሉ እዋን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ዝኸፈት ኮይኑ፣ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተድኣ ዘይተረኺቦም እውን ዝኸፈት ይኸውን።

13. እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል እቲ ማሕበር ዝተሓለወ ይኸዉን።

14. መኸበሪ ጨረታ ብር 165,000.00 (ሓደ ሚኢትን ስሳን ሓሙሽተን ሽሕ ብር) ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ንልዕሊ 90 መዓልቲ ዝፀንሕ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ወይ ሲፒኦ ከትሕዙ ይግባእ።

15. መኽበሪ ውዕሊ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ብመሰረት ውሳነ እቲ ማሕበር ስምምዕነት ዝፍረም ይኸውን።

16. ካልኦት ኣብዚ ምልክታ ጨረታ ግልፂ ዘይኮኑ ሓበሬታ እንትህልዉ ኣብ ጨረታ ሰነድ ብዝርዝር ምርኣይ ይከኣል።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-419390 /0342-415448 /0342405870 ሓበሬታ ምርካብ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ