ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ ቢሮ ኣቁሑ(office Furniture ) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 14, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫራቲ ካብ ቢሮቁፅሪ 613 / 50.00 / ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይክእሉ::

2 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሴርቲፍኬትን ናይ ወርሓዊ ዲክለር ናይ ታክሲ ከፋልነት ቲን ዝተመዝገበኩም ምካንኩም መረጋገፂ ክተቅርቡ ይግባዕ ፎቶኮፒን ኦርጅናልን ከቅርቡ አለዎም::

3 ተጫረቲ ካብ ዘቅረብዎ ጠቅላላዋጋ 2% /ክልተ ካብ ሚኢቲ/ ናይጨረታ ውሕስና መከበሪ ቢድቦንድ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም ጥረገነዘብ ምትሓዝ አይፍቀድን::

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 27/8/2008 ዓ/ም ሰዓት ሓሙሸት /5:00 / ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉጊዜ አብ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ኸቅርቡ ይክእሉ::

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27/8/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 አብ ማረትቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝርከብሉ እዩ::

6 እቲ ዝተዉሃብ በዝሒ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ አይፍቀድን እቲ ዝመላዕኩምዎ ጨረታ ሰነድ ቁብል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ

7 ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ክሕልዎ አለዎ ከምኡ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝተማልዕዎ ዋጋስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::

8 ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል(Specification) ምስራዝ አይካአልን::

9 አቲ ድርጅት ዝሓሸ አማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ