ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሎት ክልተ ናይ መኪና ጎማ ከብ ሕጋያን መቅረብቲ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 20, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብንግዲ ዘርፊኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝግብቲ ዝኮንኩም

2 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

3 መረዳእታ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ክተቅርቡ እትክእል

4 ናይ ወርሒ ነሐሰ 2016 ዓም ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትእክሉ

5 መከበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 8 እናደማፀእኩም ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 6/2/2017 ዓም ክስብ 20/2/2017 ዓም ይከዉን

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/2/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይከዉን

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416570 0945825857 0914748486

ድሕሪት
ጨረታ መደብ