ናይ ጨረታ ምልኸታ ፕሮፎርማን2ይ ግዜ
ወርሒ መስከረም 2017 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣
ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ ማንዋል | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | NICo Manual Print page 337 /መሰልጠኒ ማንዋል/ ዝሓዘ፤ | ➢ A4 ሳይዝ ፤80 ግራም ውሽጣዊ ገፅ ፀሊም ን ፃዕዳን፤ ➢ ብክልተ /2+ | ገፅ ዝህተም፤ ➢ ባይዲንግ ፦ ብትራንስፓረንት ፕላስቲክ ሃርድ ከቨርን ብሽራ ፕላስተር ባይንድ ይግበር ፤ ➢ በዝሒ ገፅ 337፤ | ብቁፅሪ | 05 | ||
2 | ንቁሸት ኣመራርሓ ጥዕና መሰልጠኒ ማንዋል በዓል 61 ገፅ ዝሓዘ፤ | ➢ A4 ሳይዝ ፤80 ግራም ውሽጣዊ ገፅ ፀሊም ን ፃዕዳን፤ ➢ከቨር 250 ግራም ሙሉእ ሕብራዊ ➢ብክልተ/2 / ገፅ ዝህተም፤ ➢ፐፕር ኣርት ወረቐት ሕብራዊ ➢ባይዲንግ ብሪንግ ፤ ➢በዝሒ ገፅ 61፤ | ብቁዕሪ | 590 | ||
3 | ንቁሸት ኣመራርሓ ጥዕና መሰልጠኒ ማንዋል በዓል 91 ገፅ ዝሓዘ፤ | ➢ A4 ሳይዝ ፤80 ግራም ውሽጣዊ ገፅ ፀሊም ን ፃዕዳን፤ ➢ከቨር 250 ግራም ሙሉእ ሕብራዊ ➢ብክልተ/2 / ገፅ ዝህተም፤ ➢ፐፕር ኣርት ወረቐት ሕብራዊ ➢ባይዲንግ ብሪንግ ፤ ➢በዝሒ ገፅ 91፤ | ብቁዕሪ | 120 |
➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ። ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::
➢ እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 30/01/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 04/02/2017 ዓ/ም ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 05/02/ 2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::