ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: አልተገለፀን
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑፅሪ፡ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ን/009/2017

ዕለት፡- 23/01/2017 ዓ/ም

ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ፃውዒት

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

Hanghal N2 model DD 10320 (N2)
NoPart NumberDescriptionUnitQtyU/priceT/ priceremark
01Per modelLeaf spring assyset06

1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ፡ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 25/01/2017 ሰዓት 400 ረፋድ

3. ተወዳዳሪይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ከቕርብ ግዴታ ኣለዎ፡፡ ኣብቲ ዝተጠቐሰ ግዜ ከቕርብ ዘይከኣለ ተወዳዳሪይ ካብዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይእገድ ።

4. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን ( መቕረባይ ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤

5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ትካል ዝወፀ ሰነድ ክኸዉን ይምረፅ ፣ ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም

ግን ምስቲ ናይ ትካልና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸዉን ኣለዎ ።

6. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መንጎ ገዛእን ሸያጥን ከም

ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ

7. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ኢንተርፕራይዝ ዝበፅሐ ጉድኣት ብምርኣይ ትካል ብሕጊ ክሓትት ይኽእል።

8. ተወዳዳሪ ኣብ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።

9. ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ተዋሂብዎ ንከቕርብ ፍቃደኛ ዘይኾነ ተወዳዳሪ ኣብ ዝኾነ ናይቲ ትካል ናይ ዕደጋ ውድድር ንዘይተወሰነ እዋን ከይሳተፍ ደብዳቤ ይፀሓፈሉ ።

10. እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ፅ ኢ/ስ/መ/ት ምስ ኣተወ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቓደኛ ዝኾነ

11. እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ልበሉ --- እቲ ዝድለ ዓይነት ንብረት () ንሓንቲ መኪና ዝድለ( ዝግጠም ) ናይ የማንን ፀጋምን በዝሒ ክልተ ጥማር ( two assy ) ማለት እዉን ሓደ ( one set ) ስለዝኾነ ዋጋ ዝምላእ እዉን ንሓንቲ መኪና ዝግጠም ናይ የማንን ፀጋምን ባሌስትራ ( leaf spring assy ምዃኑ ክፍለጥ ኣለዎ ።

Tel NO 0344416727

ድሕሪት
ጨረታ መደብ