ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ፈርንቸር አቁሑት ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ፅገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ፀገንቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ታ.ቁ | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description) | መፍለዪ/specification/ | መዐቀኒ (Unit) | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ስሊንደር ዘይቅረፅ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ቁፅሪ | 01 | ||||
2 | ስሊንደር ዝቅረፅ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
3 | ኢምፖርትድ ተሰሓቢ ቁልፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
4 | ናይ ድረወር ብረት ቁልፊ መቀየሪ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
5 | ሽልፍ ጣውላ ቁልፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
6 | ሸልፍ ሓፂን ቁልፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
7 | ፋይል ካቢኔት ቁልፊ ምቅያር ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
8 | ኮምፕሊት ናይ በሪ ቁልፊ ምቅያር ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
9 | ተሽከርካሪ ወንበር ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
10 | ኢምፓትድ ናይ ጣውላ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
11 | ድረወር ናይ ተስሓቢ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
12 | ደረቅ ወንበር | ብቁዕሪ | 01 | ||||
13 | ናይ በሪ ቁልፊ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
14 | ፋይል ካቢኔት | ብቁፅሪ | 01 | ||||
15 | ሸልፍ በዓል ሓፂን | ብቁፅሪ | 01 | ||||
16 | ሸልፍ በዓል ጣውላ | ብቁፅሪ | 01 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TI/ ፣ መቅረባይ ሰርቲፊኬት፣ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ውድድር
ኣይቀርብን።
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም።
3. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም በቲ ቢሮና ዘዳለዎ ውዕሊ መሰረት ውዕሊ ብምእሳር ናብ ቢሮና እናመፀ ናይ ፅገና ግልጋሎት ዝህብ ይከውን።
4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ።
5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ።
6. እዚ ፕሮፎርማ አብ ሞንጎና ቢሮናን ፀጋናይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡
7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርኸብ ይኸፈት።
8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914720632/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።
ድሕሪት