ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (8 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 21, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ ጨረታ ምልኽታ /ፕሮፎርማ

ወርሒ መስከረም 2017 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣

ተቁዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒ ማንዋልናይ ሓደ ዋጋ ብር
ብር
1ንቁሸት ኣመራርሓ ጥዕና መሰልጠኒ ማንዋል በዓል 55 ገፅ ዝሓዘ፤➢ A4 ሳይዝ ፤80 ግራም ውሽጣዊ ገፅ ፀሊም ን ፃዕዳን፤
➢ ከቨር 250 ግራም ሙሉእ ሕብራዊ
➢ ብክልተ 2 | ገፅ ዝህተም፤
➢ ፐፕር ኣርት ወረቐት ሕብራዊ
ባይዲንግ ብሪንግ ፤
በዝሒ ገፅ 55፤
ብቁፅሪ120
2ንቁሸት ኣመራርሓ ጥዕና መሰልጠኒ ማንዋል በዓል 40 ገፅ ዝሓዘ፤➢ A4 ሳይዝ ፤80 ግራም ውሽጣዊ ገፅ ፀሊም ን ፃዕዳን፤
➢ከቨር 250 ግራም ሙሉእ ሕብራዊ
➢ብክልተ/2 / ገፅ ዝህተም፤
➢ፐፕር ኣርት ወረቐት ሕብራዊ
➢ባይዲንግ ብሪንግ ፤
➢በዝሒ ገፅ 40፤
ብቁዕሪ120

➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ። ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::

➢ እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 16/01/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 21/01/2017 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 22/01/ 2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቁፅሪ 42 ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 5 ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ