ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዝተቀደዱ ፕላስቲክ ቀረጢት ማለት እዉን እስክራፕ ናይ ሎደር ጎማ : ዘገልገሉ ናይ ኣይሲቲ ኣቅሑት : ላሚንከስ ፕሪጅ : ሪሳይክል ፕሪጅ : ጭረት : ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሕትመት ቀለማት ንዓማዊል ግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፍቅዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 05:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዋጋ መቅረቢ ማለት እዉን ፕሮፎርማ ብስምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ መስከረም 30/1/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ከቅርቡ አለዎም

2 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ናይቲ ዝተቀደዱ ፕላስቲክ ቀረጢት ማለት እዉን እስክራፕ ኩነታት ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ  20 /1/2017 ዓም  ክሳብ 30/1/2017 ዓም ብኣካል እስክራፕ ንብረት ኣብ ዝርከበሉ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር  ሓፁር ዉሽጢ መፃኦም ክሪኡ ይክእሉ

3 ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለሰ 200 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 315 ምዉሳድ ይከኣል

4 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ምስ ጨረታ ሰነዶም ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም

6 ሰዓራይነቱ ምስተረጋገፀ 10 ሚእታዊ ናይ ስራሕ ዉሕስና የትሕዝ ንጨረታ ዘትሓዞ 2 ሚእታዊ ይልቀቀሉ

7ጨረታ መስከረም 30/1/2017 ዓም 5:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 5:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት

9 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ጨረታ ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ብፅሑፍ አፍሊጥና ብዋጋ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ገንዘብ አታዊ ይገብር

11 ጨረታ ዝሰዓር ሰብ እንተነኣሰ ኣብ 20 መዓልቲ ጨረታ ዘሸነፎ ንብረት ዘልዕል ኣብ ዝተጠቀሱ መዓልቲ ንበረት እንተዘይ ኣልዒሉ ናይ እስካርፕ ዉሕስና ናብ ትካል ኣታዊ ከምዝከዉን ክንገልፅ ንፈቱ

12 ብተወሳኪ ድማ ናይቲ ንመሸጣ ጨረታ ዝወፀ ንብረት ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344409272

ድሕሪት
ጨረታ መደብ