ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሚኒባስ መኪና መለዋወጢ ኮንስትራክሽን ኣቕሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን/ ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሚኒባስ መኪና መለዋወጢ ኮንስትራክሽን ኣቕሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ :: ስለዚ ኣብዙይ ክዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ዝሐደስኩምን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::

  2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::

  3. ዝተሐደሰ መቕረብነት መለለይ ካርድ ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::

  4. ናይ ሚኒባስ መኪና መለዋወጢ ኮንስትራክሽን ኣቕሓ ዝኮንኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ መስከረም ድክለሬሽን ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቕርቡ እተክአሉ

  5. መክበሪ ጨረታ ብረ 5000.00 ስፒኣ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ምሰቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ዝክእል

  6. ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 06/02/2007 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት17/02/2007ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:30 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣበ ማሕበር መናእሳይ ትገራይ ይኽፈት

  7. ሰነድ ጨረታ ካብ ማሕበር መናእሰይ ቢሮ ቑፅሪ 14 ፍ/ን/ምም/ዳርን ብር 50 ናይ ሚኒባስ መኪና መለዋወጢ ኮንስትራክሽን ኣቕሓ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ከም እትከአሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 06/02/2007 ክሳብ ዕለት 17/02/2007 ሽም "ኣድራሻ ፌርማ "ማህተምን ብመግባር ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዘተዓሸገ ፖስታ ናይ ቢሮ ቑፅሪ 14 አታዊ ይግበሩ::

  8. አሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ ንዘሸነፎ ዓይነት ንበረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ መ/ቤትና ኣምፂኡ ከረክብ ዝከአልን እቲ ንብረት በቲ ዝወፀ እስፐስፊኬሽን መሰረት ትክከለኛ ምኮኑ ምሰተረጋገፀ ኣታዊ ገይሩ ገንዘብ ዝወስድን ::

  9. መክበሪ ዉዕሊ 10% ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንበረት ብCPO ክተሕዝ ዝከአልን ኣብ ዉሽጢ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ዝአስርን::

  10. ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት 20% ምዉሳኽን ምቕናስን ዝከኣል ምኮኑ::

  11. አብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ዉጭ ከም ዝከዉን ንጨረታ መኸበሪ ዘትሐዞ ገንዘብ ናብ ካዝና ኣተዊ ኮይኑ ኣብ ካልኣት ጨረታ ከምዘይሳተፍን ብሕጊ’ ዉን ተሐታቲ ምኮኑ ክፈልጥ አለዎ::

  12. ልዕሊ 10, 000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ብር አሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ 2% ዊዝሆልዲንግ ዝኸፍል ::

  13. መኽበሪ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::

  14. ዉዕሊ መክበሪ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ብተከታታሊ 30 መዓልቲ ይኸዉን::

  15. መ /ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::


 


 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ