ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግቢነት ግልሎት ዝውዕል ኒ ኣድላይ ኮይኑ ስለዝተርከበ ባኒ ሰሪሕኩም (ኣብሲልኩም) ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት ኣማሊእኩም ምጭራት ከም ዝካኣልንገልፅ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ጨረታ

ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ  ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግቢነት ግልሎት ዝውዕል ኒ ኣድላይ ኮይኑ ስለዝተርከበ ባኒ ሰሪሕኩም (ኣብሲልኩም) ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት ኣማሊእኩም ምጭራት ከም ዝካኣልንገልፅ።

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኢሉ እውን ናይ ኤሌትሪክን ናይ ዕንጨይቲን መሰንከቲ ባኒ ማሽን ዘለዎ ኩኮውን ኣለዎ።

2. ብ 24፡00 ሰዓት (ሓደ መዓልቲ) ሰዓት ልዕሊ (ሳላሳ ሽሕ) ባኒ ኣብሲሉ ከቅርብ ዝኽእል ማሽን ዘለዎ።

3. ኣብ ዝተኣዘዞ ሰዓት ከረክብ ዝኽእል ማለት እውን ናይ ትራንስፖርት ወይ ናይ ማሽን ፀገም ኣጋጢምኒ ክብል ዘይክእል።

4. እቲ ዝስንከት ባኒ ብበዝሒ ኣባላት እናተርኣየ ክቅነስን ክውስክን ከምዝክእል ክትፈልጡ ይግባእ።

5. ተጫረቲ ኣብ ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ _ ካምፓስ _ ካብ ዕለት 09/01/2017ዓ/ም ጀሚርኩም ዘይምለስ ናይ ጨረታ መክበሪ 150(ሓደ ሚኢትን ሓምሳን ብር) ብምሓዝ ክሳብ

24/01/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ መለስ ካምፓስ ዕደጋ ክፍሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም።

6. ተጫረቲ እቲ ጨረታ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘሎውሉ ቴክኒካል ስፐስፊካሽን ዕለት 24/10/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ 4፡ዐዐ ይክፈት እቲ ፋይናንሻል ስፔስፊኬሽን ድማ 4፡30 ይክፈት።

7. ናይ ጨረታ መኽበሪ 50,000(ሓምሳ ሽሕ)ቅርሺ ብባንኪ ዝተራጋገፀ cpo ብሽም ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ ካምፓስ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእቲ ኣለዎ።

8. ተጫረቲ እቲ ኣብ ኢድኩም ዝርከብ ማሽን እንታይ ከም ዘጣቃላል ብዝተዓሽገ ፖስታ መብርሂ ሒዝኩም ክትመፁ ይግባእ።

9. ተጫረቲ ማህተም ዘለዎ ሙሉእ ኣድራሻን ስ/ቁፅርን ከቅምጡ ኣለዎም አሊ እውን ፋይናንሻልን ቴክኒካልን እስፈስፊኬሽን በበይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

1ዐ. ትካልና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ሙሉእ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ