መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም ብመደበኛ በጀትናይ መድሓኒት ብፕሮፎርማ ጨረታ ከጫርት ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 8, 2017 (3 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

S NoProduct Name & StrengthUnitQuantityUnit price
1Folly catheter 18 ch 3 wayEach20
2Folly catheter 16 ch 3 wayEach20
3Urine bag 2000mlEach24
4Surgical bleed 2410010
5Polyglycolic acid 2 roundDozen20
6Chromic cut gut 2 roundDozen40
7Rectul tube adultEach30
8Rectul tube chaildEach20
9Urine capEach1000
10Sputum capEach500
11Sodium citrate1ltr02
12Urine chemical strip 10 parameter Of 100Pk20
13Hcv ag test1x4020
14Widal testPk10
15Gmat BG test strep1x5075
16Pt test2510
17VDRL syphilis test4020

ኣብ ላዕሊ ንምግላዕ ከምዝተ ሞክረ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም ብመደበኛ በጀትናይ መድሓኒት ብፕሮፎርማ ጨረታ ከጫርት ይደሊ በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት

❖ ኮፒ ቲንናምበር

❖ ኮፒ ናይ ዚዘመን ዝታሓደሰ ንግዲፍቃድ

❖ ኮፒ ናይዚ ዘመን ዝታሓደሰ መቅረባይነት ክማልእ ኣለዎ

➢ ምልክታ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 07/01/2017 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/01/2017 ሰዓት 3:30 ጨረታ ዘክፈተሉ ዕለት 10/01/2017 ስዓት 4:00ይክፈት።

➢ ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም።

➢ ጨረታ ሰነደ ዝርከበሉ ቦታ መባእዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም።

➢ በዚ መሰረት ካብ ተ.ቁ 1-17 ጫረታይ ኣብ ዋጋ መምልኢ ግልፅ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክክውን ኣለዎ ንምንባብ እፀጋሚ እተኮይኑ ካብ ወድድር ወፃኢይ ኮውን።

➢ ንብረት ፅሬቱ ሓሊዉ ናብ እስቶር ኣታዊይ ምስ ኮነ ኸፊሊት ይግበረሉ።

➢ ተጫራታይ ኣሸናፋ ይምኳኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንዕደጋ ኦፊሰረ ንብርት የዳሉው ኣብቲጨረታ ዝርዝር ናይ ተወዳደራይ ማህተም ክግበር ኣለዎ እንተዘይ ሃሊይዎ ግን ካብ ወድድር ወፃኢ ይኸውን

➢ እዚ ፕሮፎርማ ክም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

➢ ንዝበለፀ ሓነሬታ 0914194068 0914482579 0914038605

ድሕሪት
ጨረታ መደብ