ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለደረቅ ጥረ ስርናይ: ዘይቲ ብልዒ :ሽኮር ዓተር ክክዕ ብመሰረት እቲ ቢሮ ዝቀርብ መረአይ ዝቀርብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 (17 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ቅድም ኢሎም ኣብ ዘፈር ንግዲ እትነጥፉ ነጋዶ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ወረቀት ምስክር ከፋላይነት ግብሪ ፍቃድ ወረቀት መቅረባይነት ዘለኩም

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ብር 200 ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት  ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 21/12/2016 ዓም ክሳብ 4/13/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ  ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገልፅ እዚ ጨረታ ጰጉሜ 4/2016 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 መተሐሳሳቢ ሐደ ተጫራታይ በዓል ዋና ወይ ተወካሊ መካኑ ዘርእይ መረዳእታ ብምሓዝ ሰነድ ጨረታ ይዕደግ

ንተወሳኪ ሐበሬታ   0344 408912 / 0914008595 / 0920426802

ድሕሪት
ጨረታ መደብ