ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን ናይ ኤጀንስና ዘለዎ መተር ሳይክላት ግልጋሎት ዝዕቡ ፅገና/ ጋራጃት / ዓመታዊ ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ብኩንትራት ከስርሕ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2016 11:31 ደ/ሰዓት
  • ፅገና ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ዋጋ መ ቅረቢ/ ፕ ሮ ፎ ርማ /ቁፅሪ 02/2016ዓ.ም

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን ናይ ኤጀንስና ዘለዎ መተር ሳይክላት ግልጋሎት ዝዕቡ ፅገና/ ጋራጃት / ዓመታዊ ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ብኩንትራት ከስርሕ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም :-

❖ ናይ2016/17ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቀድ ዘለኩም ።

❖ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ2016/17ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ።

❖ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (Tax |dentification Number) ዘቐርቡ ተወዳደርቲ ።

❖ ነቶምኣብላዕሊዝተጠቐሱረቑሓታት እተማልኡ ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 15/12/2016 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 17/12/2016ዓ.ም ሰዓት 11:30 ሰዓት 11:30 ናይ ምሸት ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓዉልቲ ኣብ ዝርከብ ኣብ ከባቢ ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ዘሎ ሰናይ ዘበን ዝርከብ ህንፃ 2 ደብሪ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ቢሮ ቁፅሪ 10 ኸተቕርቡ ንዕድም፡፡

❖ ዝልእኹምዎ ዶኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ገይርኩም ክተታሓሕዙ ኣለኩም ።ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ነፍልጥ፡፡

❖ ፕሮፎርማ ኣብ ሞንጎ መቅረባይን ቤት ዕዮን ምውዕዓል ከኣድለየ እቲ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

❖ እቲ እትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እንተናአሰ ፕሮፎማ ካብ ዝተካፈተሉ 7' ናይ ስራሕ ማዓልትታት ይክውን።

❖ ተጠቃሚ ኤጀንሲ ዘድሊ ግልጋሎት እንተዘይ ረኺቡ ክፍሊት ክፍፅም አይግደድን።

❖ ኤጀንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

N.B-አሽናፌ ትካሰ ዓመታዊ ውዕሊ ንአስር ምኳና ነፍስጥ።

ክፍሊት ዝምልከት ድማ ብዝሰረሖ በዝሒ ተሓሲቡ እብ ዝሓተቶ ይከፈሰ

Mb-0914030069 0914725684

ድሕሪት
ጨረታ መደብ