ናይ 2017 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መሪ ሚኢቲ ንስራሕቲ ኤሌክትሮንክስ ዝዉዕላ ብምልክታ ግልፅ ጨረ ኣወዳድሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሮንክስ ስራሕቲ ዝተሳማርኹም ኤሌክትሮንክስ ዘለኩም ሕጋዉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኸብሪ ንዕድም።

ምልክታ ግልፅ ጨረታ

ናይ 2017 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መሪ ሚኢቲ ንስራሕቲ ኤሌክትሮንክስ ዝዉዕላ ብምልክታ ግልፅ ጨረ ኣወዳድሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሮንክስ ስራሕቲ ዝተሳማርኹም ኤሌክትሮንክስ ዘለኩም ሕጋዉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኸብሪ ንዕድም።

ተ.ቁዝርዝር ኤሌክትሮንክስስፐስፍከሽንመፀቀኒበዚሒ ኤሌክትሮንክስናይ ሓደ ኤሌክትሮንክስ ዋጋጠቅላላ ናይ ኤሌክት ሮንክስ ዋጋ ምስ ቫቱመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ኮምፕተር HPበቲ ብድሕርት ብዓል 01 ገፅ ዘተሓሐዝናዮ መሰረት ይቅረበልናቀፅሪ2
2ላፕቶፕ HPቀዕሪ

4

3ፕርንተር HPቀዕሪ2

በዚ መሰረት ከማልኡዎ ዝግበኦም ርቁሓታት

1. በዚ ዘርፍ ንግድ ዝምልከት ኮይኑ ናይ2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ፣ግብር ዝኸፈለን ከኸዉን ኣለዎ።

2. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቀረባይነት ምዝገባ ሴርትፍኬት ከቅርብ ዝኽእል።

3. ቫት ዝተመዝገቡን ናይ ወርሕ ግንቦት ወርሒ ዲክለር ዝገበርን

4. መለለይ ግብሪ ቁፅሪ/ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል።

5. ተጫረት እቲ ናይ ኤሌክትሮንክስ ሰነድ በብዘርፉ ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ካብ ከ/ስ/እቶት ምዉሳድ ይከኣል።

6. ተጫረት ኣብ ኤሌክትሮንክስ ጨረታ መክበር ቢን ቦንድ ዝኸዉን ብር 6000(ሽዱሽተ ሽሕ ብር) በቲ ዘርፍ ብናይ CPO ብባንክ ዝተረጋገፅ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል።

7. ናይ ተጫረት ሙሉእ ኣድራሻ ፣ማህተም፣ ፍርማ ክህልዎ ኣለዎ።ብተወሳኽ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድል ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገብር ተጫራቲ እቲ ጨራታ ተቀባልነት የብሉን።

8. ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀአሉ ዕለት01/12/2016 ክሳብ ዕለት 10/12/2016ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይ ብተመሳሳል ዕለት 10/12/2016ዓ/ም ስዓት 11፤00 ተዓሽጉ ዕለት 11/12/2016ዓ/ም ስዓት3፣30 ተጫረት ወይ ሕጋ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

7. እቲ ፖስታ ኣብ ላዕሊ ብዝንበብ ፅሑፍ ዓይነት ዝተገዘአለ ሰነድ ክፅሓፈሉ ኣለዎ።

8. ቤት ፅሕፈትና 20% ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ሕለዉ እዩ።

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኽቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብከፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዪ።

10. ንተወሳኽ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልክ 0988737923/0941467518 ደዊልኹም ምሕታት ይከኣል እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ