ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንዘላቶ FSR መኪና ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ሙሉእ ዕገና ንምግባር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንዘላቶ FSR መኪና ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ሙሉእ ዕገና ንምግባር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን ፐIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ፣ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቕዓት መረጋገፂ ክተቕርቡ ትኽእሉ፡፡

5. ጨረታ መኽበሪ ብ C.P.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 5,000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡

6. ዝተኣዘዘ ዕገና አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ፀጊኖም የረክቡ ፡

7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 19/11/2016 ክሳብ 02/12/2016 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡:

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::


十年ዓይነትሞዴልመጠንበዝሒነ/ዋጋዋጋመብርሂ
ብርብር
1Gear Box over haulFSR 3311LX 165105Pcs01
2Servo Clutch over haulFSR 33HLX 165105Pcs01
3Pressure plate over haulFSR 33HLX 165105Pcs01
4Propeller Shaft over haulFSR 33HLX 165105Pes01
5Starter Motor over haulFSR 33HLX 165105Pcs02
6Alternator over haulFSR 33HLX 165105Pcs01
7Steering pump over haulFSR 33HLX 165105Pcs01
8KM GaugeFSR 33HLX 165105Pcs01
9Hydrolic jack with wheel wrench & handle 8 tonFSR 3311LX 165105Pes01
10Shifting level system FR/RRFSR 33HLX 165105Pcs01
Grand Total

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ/ 0344418556 ወይም 0914-752718 ምርካብ ይካአል እዩ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ