ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ኣብ ውሽጢ ግቢ ንዝርከብ ባዶ ቦታን ከምኡ ውን ኣብ ከሳቴ ብርሃን ት/ቤት ዘሎ ባዶ ቦታን ንመጋዘን(ስቶር) : ንካልኦት ድምፂ ዘይፈጥሩ ማለት ውን ንምምሃር ምስትምሃር ኮነ ንመንበሪ ዝርብሽ ድምፂ ዘይፈጥሩ ኣግልግሎታት ዝውዕል ኮይኑ እቲ ቦታ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ሰሪሖም ክጥቀምሉ ዝክእሉ ነጋዶ/ውልቀ ሰብ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 22, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 22, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ኣብ መንበረ ሰላማ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ መቀለ ናይ ጨረታ ማስታወቅያ

ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ኣብ ውሽጢ ግቢ ንዝርከብ ባዶ ቦታን ከምኡ ውን ኣብ ከሳቴ ብርሃን ት/ቤት ዘሎ ባዶ ቦታን ንመጋዘን(ስቶር) : ንካልኦት ድምፂ ዘይፈጥሩ ማለት ውን ንምምሃር ምስትምሃር ኮነ ንመንበሪ ዝርብሽ ድምፂ ዘይፈጥሩ ኣግልግሎታት ዝውዕል ኮይኑ እቲ ቦታ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ሰሪሖም ክጥቀምሉ ዝክእሉ ነጋዶ/ውልቀ ሰብ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ።

- እቲ ቦታ ንካሬ መልዐሊ ዋጋ ኣብ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ብር 200.00 እንትኾን ንከሳቴ ብርሃን ት/ቤት ድማ ብር 100.00 ይኸውን

- ንቲ ጨረታ መኽበሪ ብር 1000.00 ብሲፒኦ ኣስሪሑ ከቅርብ ዝኽእል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 15/11/16ዓ.ም ካብ ትካልና ገንዘብ ቤት ዘይምለስ ብር 100.00(ሓደ ሚኢቲ) ብምኸፋል ምውሳድ ይካኣል

- እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 15/10/16ዓ.ም እስካብ 22/11/16ዓ.ም ሰዓት 08 :00 ዝፀንሕ ኮይኑ ኣፍቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 እቲ ጨረታ ተጫረትቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይኽፈት።

መተሓሳሰቢ

ትካልና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ :- 0914729078

0914746391

0914709115 ይደውሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ