ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ መሳርሒ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ዋጋ ከካሪ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ነጋዳይ ንካረ ምዃና ንገልፅ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሓምለ 14, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቀጥታ ክራይ መሳርሒ ዝወፀ ምልክታ

ንኹልኹም መቕረብቲ ክራይ ንእሽተይ መኪና

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ መሳርሒ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ዋጋ ከካሪ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ነጋዳይ ንካረ ምዃና ንገልፅ፤

ሀ/ ፕሮጀክት ውቕሮ -ፅጌሬዳ

ዓይነት መሳርሒ መሽንዓይነት ስራሕበዝሒ መጠን ስራሕመለክዒበዝሒ መኪናናይ ሓደ ዋጋ ምስ ቫቱ ብብርመብርሂ/ remark
01ሩሎሙርዕ ሓመድ ምድግዳግእቲ ፕሮጀክት እስካብ ዝውዳእብሰዓት12500.00 ትሕትኡን

1) ነዚ ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓይነት መሳርሒ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን እንዳቐረብኩም ሪፖርት ክትገብሩ ንሕብር፤

2) መሳርሒ መቕረብቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ

ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን (መቕረባይ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤

3) እተን መሳርሕታት ዝተሓደሰ መንጃ ፍቓድ፣ 3” ወገን፣ ሊብረን ካላውዶን ዝገበራ ምዃንን መረዳእታ ምቕራብ

4) እተን ክራይ መሳርሒ ናብ መቐለ ዋና ቤ/ዕ/ ኢ/ስ/መ/ት ወይ ናብቲ ዝተጠቐሰ ፕሮጀክት ኣትየን ፅርየተን ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ወሲዱ ስራሕ ንምጅማር ቕቡል ዝገብር፤

5) ቐዲሙ ዝመፀ ተወዳዳራይ ቕድሚያ ብምሃብ ውዕሊ ኣሲሩ ናብ ስራሕ ክዋፈር ይግበር፤

6) ናብ ስራሕ ቦታ(ፕሮጀክት ) መኸድን መምለሲን ነዳዲ ብመካረዪ ዝሽፈን ኮይኑ ኣብቲ ስራሕ ቦታ ምስ ኣተዋ ግን

በቲ ብኢንተርፕራይዝ ይሽፈን፤

7) እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ሓበሬታ-ካብ 12/11/16ዓ/ም -14/11/16 ዓ/ም ዝፀንሕ

Tel NO 034416727

ድሕሪት
ጨረታ መደብ