ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ፅንዓት ዕዳጋ ማእኸል B+G+7 3D ን ስትራክቸራል ዲዛይንን ክሰርሕ ስለዝደለየ ደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊኡን ዝኾንኩም ኣማኸርቲ ነዞም ዝስዕቡ ረቛሕታት እተማልኡ ተረትት ክትሳተፉ ንዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 03:35 ቅደሚ ሰዓት
  • ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ፅንዓት ዕዳጋ ማእኸል B+G+7 3D ን ስትራክቸራል ዲዛይንን ክሰርሕ ስለዝደለየ ደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊኡን ዝኾንኩም ኣማኸርቲ ነዞም ዝስዕቡ ረቛሕታት እተማልኡ ተረትት ክትሳተፉ ንዕድም::

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ወረቐትን ናይ ኣማኻሪ ምዝገባ ፍቓድን ዘለዎ

2. ተረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ /CPO/ ብር 10,000.00/ዓሰርተ ሽሕ ብር/ ከቕርብ ዝኽእል

3. እቲ ስራሕ ኣብ ሓደ ወርሒ ዉሽጢ ሰሪሑ ከረክብ ዝኽእል

4. ድሌት ዘለኩም ተሳተፍቲ ዘይምለስ ብር 150.00 / ሓደ ሚኢትን ሓምሳን ብር/ ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቀዳማይ ወያነ ብሎክ (ረ) ቢሮ ቁፅሪ 357 ካብ ዕለት 02/11/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ከምትኽእሉ

5. ተጫረቲ ዝተማልአ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 02/11/2016 ክሳብ 12/11/2016 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ምእታዉ ይከኣል

6. እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 12/11/2016 ዓ/ም ናይ ንጉሆ 3:30 ተዓፅዩ 4:00 ናይ ንጉሆ ድማ ይኸፈት

7. ተጫረቲ ተወሳኺ ሓበሬታ እንትደልዩ ብቑዕሪታት ስልኪ 0914-759378 /0914-722042 ምድዋል ይኽእሉ

8. ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕለዉ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ