ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ : ናይ መኪና ጎማ ባትሪ ኣቁሑት ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 26, 2016 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 27, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 27, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 08/2016

ዝወፀ ምልከታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ብነጋዶ ዝምልኣ ሰደቓ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ : ናይ መኪና ጎማ ባትሪ ኣቁሑት ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፤

➢ ናይ ግብሪ ክፈላይ ቈፅሪTIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ፡ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት25/10/2016 ዓ/ም ክሳብ 27/10/2016ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ተዓዕዮ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 27/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ

317ይኸፈት።

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ

እዩ።

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ ክሳተፍ የብሉን፡፡

ዝወፀ ምልከታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ናይ ቫጆ መኪና

ተቁዓይነት ንብረትአስፐስፊኬሽንበዝሒመለክዒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
ብርብር
1ኣፖሎ ጎማ /205/55R 16ኦርጅናልብቑፅሪ15
2የውሻ ቆዳኦርጅናልብቑፅሪ03
3ባትሪ xPro 60 AMPIRኦርጅናልብቑፅሪ01

ሽም- 

ፌርማ 

ዕለት 

ስልኪ ቑፅሪ


ምስ ሰላምታ

ፈፃሚ ኣካል ዕደጋ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ