መፍለዪ ጨረታ ቁፅሪ IlG/NCB/CRG/GOODS/13/2016
ግልፂ ጨረታ ምልክታ
አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ CRG ብዝረኸቦ በጀት ንወረዳታት ፃዕዳ-እምባን ታሕታየ ቆራሮን ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መቀያየሪ | አቁሑት ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ።
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ኣታዊ ዝግበረሉ ቦታ |
---|---|---|---|---|
1 | ዝተፈላለዩ መቀያየሪ ኣቁሑት ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ናይ ወረዳ ፃዕዳ እምባ | ቁፅሪ | 480 | ቢሮ ማይን ኢነርጅን ስቶር |
2 | ዝተፈላለዩ መቀያየሪ ኣቁሑት ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ናይ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ | ቁፅሪ | 587 | ቢሮ ማይን ኢነርጅን ስቶር |
ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን ቲን// ሰርቲፊክት ዘለዎ ቫት ምዝጉባት ዝኾኑ ቫት ዲክሌሬሽን ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ዘቕርቡ፣
2. ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን እዚ ናይ ዕድመ ደብዳቤ ወፃኢ ካብዝኮነሉ ካብ ቢሮ ቀፅሪ 111 ካብ ዕለት 20/10/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይካአል ::
3. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 15,000.00. (ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ብር )ብመልክዕ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ጋራንቲ ምስቲ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ ኣታሓሒዙ ከቕርብ ይኽእል::
4. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት _ አብ _ ዘለዉዎ ይኸፈት።
5. ተጫረቲ ሐደ ኦርጂናል ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ከምኡውን ሓደ (01) ኮፒ ቴክኒካልን ክልተ (2) ኮፒ ፋይናንሻልን ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ኦሪጂናልን ኮፒን ተባሂሉ ብግልፂ ከቕርብ ኣለዎ ፣
6. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፣
7. አድራሻና ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መቐለ
8. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስኪ ቑፅሪ 0975462316 ምድዋል ይከአል
ናይ ጨረታ መኸፈቲን መዕፀዊን ዕለት ኣብ በዓል እንተዊዒለ አብ ዝቕፅል ዘሎ
ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኸፈት ይኸዉን።
ድሕሪት