ዕለት 19/10/2016
ቑፅሪተ6-4/ለ6/684
ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒን ፅሬትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተ/ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | በዝሒ | መለክዒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብረሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፕርንተር ቀለም | 80A | ቑፅሪ | 02 | |||
2 | ፕርንተር ቀለም | TK-1160 | ቑፅሪ | 08 | |||
3 | ፕርንተር ቀለም | TK-3160 | ቑፅሪ | 05 | |||
4 | ፕርንተር ቀለም | 26 A | ቑዕሪ | 03 | |||
5 | ፕርንተር ቀለም | 05A | ቑዕሪ | 03 | |||
6 | ፎቶ ኮፒ ቀለም | Imge runnere2202dn | ቑፅሪ | 03 | |||
7 | ሶፍቲ | 1ይ ደረጃ | ቑፅሪ | 200 | |||
8 | ሳሙና | ላይፍ ዓብዪ | ቑፅሪ | 24 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅሪን ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡
➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/10/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 21/10/2016ዓ/ም ሰዓት8፡20 ተሰብስቡ ሰዓት 8፡30 ይኸፈት::
➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ::
➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቐሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ፡፡
➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1” ደረጃ ክኸውን አለዎ::
➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።
➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ እዩ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::
➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ::
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637/0342400158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።
ድሕሪት