ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዪ ናይ ናይ ናይ መኪና እስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 3, 2016 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 4, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን-35/01/16

ዕለት 30/09/2016

ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 10/2016

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዪ ናይ መኪና እስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዪ ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰፈርት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ብቲ ዘርፊ ዘለኩም ቁፅሪን

2. አብ ናይ መንግስቲ ንምውድዳር መቅራባይነት ሰርት

3. ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፈርማን ኢንቨሎፕ ንኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ምምሕዳርን ካብ ዕለት 30/09/2016 - 04/10/2016 ዓ/ም ናይ ምሸት ስዓት 11፡30 ናይ ስራሕ ስዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትክእሉ::

4. ፕሮፍርማ ዕለት 05/10/2016 ዓ/ም ናይ ንጉሆ ስዓት 3፡30 ስለ ዝክፈት መፂኩም ክትሳተፋ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ:

5. ቫት ዝተመዝገብኩም ዊዝ ሆልዲንግን 2%ን ቫትን 7.5 % ኣብቲ ቢሮ ተቆሪፁ ዝተርፍ ምኻኑ ክፍለጥ

6. ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

7. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

8. እቲ ዝርዝር አቁሑ መፂእካ ምውሳድ ይከአል

ኣድራሻና ኣብ 17 ቀበሌ ዕዳጋ ብዕራይ ጥቃ እንዳገብሪኤል ቤተክርስትያን::Tel: 0342415092

ድሕሪት
ጨረታ መደብ