ቁፅሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/25/16 ዓ/ም
ዕለት 13/09/2016ዓ/ም
ናይ ፅ/ት መሳርሒምዕዳግ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ፅ/ት መሳርሒኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ/ እትደልዩ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቑሓታት እዞም ዝስዕቡ ኮይኖም ማለት ፤
✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ናይዚ 2016 ዓም ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን እቲ ኮፒ ምሉእ ወረቐት ኮይኑ ብንፁር ዝርአ ዘቕርቡን ፡፡
✓ ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ናይ 2016ዓም ዘበን ዝተሓደሰ ብንፁር ዘቕርቡዝኸእሉ።
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሽምን ክታምን ፣ኣድራሻ ዘስፍሩ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 13/9/2016 ዓ/ም ይኸውን፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/9/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 16/9/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2፡30 እዩ፡፡
✓ ኣብዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂይግበር ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ስፔሽን | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላዋ | ጠቕላላ | መብርሂ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ናይ መዛግብቲ መእሰሪ ገመድ | ብሳምፕል መሰረት | ጥቕላል | 10,000 | |||
2 | ማእኸላይ ሽቦ | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 100 |
መተሓሳሰቢ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኽእሉ እዮም።
ድሕሪት