ናይ ጨረታ ምልኽታ /ፕሮፎርማ/
ወርሒ ግንቦት 2016 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም!
ተ.ቑ | ዝርዝር ኣቕሑት | መግለፂ /Specification/ | መለክዒ | በዝሒ | ንሓደ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ||||||
1 | ፕሪንተር ቐለም | 05A, Genius/Garden/ተመሳሳሊ | ብቑፅሪ | 50 | |||
2 | ፕሪንተር ቐለም | HP-Laser jet P1102w,/85A ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 20 | |||
3 | ፕሪንተር ቐለም | 26A . ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 05 | |||
4 | ፕሪንተር ቐለም | TK-1160, ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 03 | |||
5 | ፕሪንተር ቐለም | TK-3160, ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 05 | |||
6 | እስቴፕልስ ሽቦ 24/6 | ማእከላይ(1,000X10) | ብፓኬት | 50 | |||
7 | ኣግራፍ ዓብይ | በዓል 10 ዝሕዝ | ብፓኬት | 10 | |||
8 | ኣግራፍ ማእከላይ | በዓል 10 ዝሕዝ | ብፓኬት | 10 | |||
9 | ፍሉድ ምስ መበዕበፅኡ | Retype, 20ml | ብፓኬት | 10 | |||
10 | ናይ ኢድ ካርቦን | ኣምባሳደር 800OH, ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 30 | |||
11 | ፔፐር ሃርድ ከቨር | ብደሰጣ | 30 | ||||
12 | ትራንስፓረንሲ | ብደሰጣ | 30 | ||||
13 | ሽራ ፕላስተር | ዓብይ | ብቑፅሪ | 30 | |||
14 | ካኪ ፖስታ | ማእከላይ ናይ ወፃኢ፣50 ዝህዝ | ብፓኬት | 10 |
➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ። ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::
➢ እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 06/09/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 08/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 09/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኽፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁፅሪ -09 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዕለት ዝተወሃበሉ ኣብ ዉሽጢ 31 ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7 ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ድሕሪት