ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አብ ታሕቲ ብምድብ ተጠቂሶም ዘለዉ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 15, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መኪና ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምድብ ሐደ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና  ፡  ምድብ ክልተ አገልግሎት ኪራይ መኪና 

1 ናይ 2016 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳአታ ከምእዉን

3 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

4  ምዝገባ ምስክር ወረቀትተወሰክቲ እሴት ታክስ ክተቅርቡ ናይ ዝሐለፈ ሰለስተ ሒሳብ ዘፍለጥክመሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መክበሪ ጨረታ ንነብሰከፍ ምድብ 30000 / ሳሳለ ሽሕ / ንምድብ ሐደ  ፡  ብተወሳኪ ድማ ንምድብ ክልተ 10000 / ዓሰረት ሽሕ /  ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ ካብ 30 ሚያዝያ 2016 ዓም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፅንሕ እንትከዉን ዕለት 15 ጉንበት 2016 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

8 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር ዝርዝር መረዳእታ ከቅርብ አለዎ

9 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ አታዊ ይገብር

10 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት

11 ሰዓራት ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር መረዳእታ መሰረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

12 ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

13 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ብተወሳኪ ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ክልልና ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 መምርሒ ቁፅሪ 04/2007 ተገዛኢ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715

ድሕሪት
ጨረታ መደብ