ምልክታ ፕሮፎርማ /shopping/ ጨረታ
ቤት ፅ/ት ል/ም/እ/ምም/ር/ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2* ኣውላዕሎ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UN- Excome_WASH ዝተልኣከልና ባጀት መሰረት ሰላፕ ናብ 13 ጣብያታት ምሰ መፅዓኒኡን መረገፊኡን ትራንሰፖርት ሓዊሱ _ ብፕሮፎርማ / shopping method / ኣወዳዲርና ክንዕድግ ሰለ ዝደለና ኣብ እዚ ዘርፊ ዘለኩም ሕጋዊ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ በዚ ምክልታ ፕሮፎርማ ንዕድም።
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ዝበፀሓሉ ማእከል ጣብያ |
---|---|---|---|---|---|
1 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ላ/ዓ/ሳንድድ ከቅረብ ዝክእል | ጥ/ኬላ ማእከል /ሃሕላ | |||
2 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ታ/ዓ/ሳንድድ ከቅረብ ዝክእል | ጥኬላ ማእከል የዓውዳ | |||
3 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ሳዝ ከቅረብ ዝክእል | ጥ/ኬላ ማእከል /ሳዝ/ | |||
4 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ፃ/ናዕለ ከቅረብ ዝክእል | ጥ/ኬላ ማእከል /ፃ/ናዕለ/ | |||
5 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ዓ/እከሊ ከቅረብ ዝክእል | ጥ/ኬላ ማእከል /ዓ/እከሊ / | |||
6 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ድ/ፅዮን ከቅረብ ዝክእል | ጥ/ኬላ ማእከል /ድ/ፅዮን / | |||
7 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ሓዮሎም ከቅረብ ዝክእል | ጥ/ኬላ ማእከል /ሚኔታ / | |||
8 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ጉለ ከቅረብ ዝክእል | ጥ/ኬላ ማእከል /ጉለ / | |||
9 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ኣ/ኣፃብሃ ከቅረብ ዝክእል | ጥ/ኬላ ማእከል | |||
10 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ገንፈል ከቅረብ ዝክእል | ጥ/ኬላ ማእከል /ዳስላሰ/ | |||
11 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ኣ/ኣለም ከቅረብ ዝክእል | ጥ/ኬላ ማእከል /ፃ/ወረማ/ | |||
12 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ደጉም ከቅረብ ዝክእል | ጥ/ኬላ ማእከል /ደጉም/ | |||
13 | ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብ ጣብያ ገማድ ከቅረብ ዝክእል | ጥ/ኬላ ማእከል /ጎሰምቲ/ | |||
ጠ/ድምር ሰላፕ በቲ ዲዛይን ሰፐሲፊኬሽን መሰረት ናብተን ዝተጠቀሳ 13 ጣብያታት ከቅረብ ዝክእል | ቁፅሪ | 274 |
መተሓሳሳቢ
1. ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም።
2. ናይ ግብረ ከፋሊ መለለይ ካርድ /ቲንናምበር/፤ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ካርድ፤ ሻት ሰርትፊኬት ዘለኩም ።
3. ናይ ወርሒ ጥሪ ሪፖርት ዲክለሬሸን ቫት ክትሓሕዘ ዝክእል።
4. ካብ ዝተቀመጠ ሰፐሰፊኬሸን መግለፂ ወፃኢ ኣመራፂ ምቕማጥን ምሰትክካል ኣይክኣልን ።
5. ኣብ እትመልእዎ ዋጋ ሰርዝ ደርዝ ክህሉው የብሉን እንተሃሊዎ ድማ ናይ ባዓና ዋና ፌርማ ክፈረመሉ ይግባእ እንተዘይተገይርሉ ውድቂ ይኾውን።
6. እቲ ዝምላእ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክሰ /ቫት/እንተሃልዩኩም ዘጠቓለለ ዋጋ ክኸውን ኣሎዎ።
7. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እውን እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ ንተከታተሊ 15 ' ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኾውን ።
8. ሰዓራይ ምሰ ተገለፀሉ ካብቲ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ውዕሊ በቲ መምርሒ መሰረት 10 % መክበሪ ውዕሊ ኣቲሑዙን ኣሲሩ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዝያ /ትራንሰፖርት/ ሓዊሱ ናብ ጣብያ 13 ጣብያታት ማእከል ልዕል ኢለን ዝተጠቀሳ ክቅረብ ዝክእል ምዃኑ ንሕብር ።
9. ሰዓራይ ተወዳዳራይ ምሰ ተገለፀሉ እቲ ልዕል ኢሎም ዝተገለፀ እቲ ሰላፕ ብባዓል ሞያ ፅሬቱ ምሰ ተረጋገፀ ዕድጊት ንክፍፅም ምዃና ንሕብር ።
10. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ካብ ዕለት 15/08/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 24/08/2016 ዓ/ም ዘሎ ግዜ 7° መዓልቲ ከይተከፈተ ዝፀንሕ ምዃኑ ዕለት 24/08/2016 ዓ/ም 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ 4:30 ንጉሆ ይክፈት።
11. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልገል እቲ ልዕል ዝተገለፀ ሰላፕ _ ኣብ ኢድኩም / መክዘዘን ሰቶር/ ምህላው ኣረጋጊፅኩም ዋጋ ይምልኡ።
12. ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ከይዲ ውድድር ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ
ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው ምዃኑ ንሕብር ።
መቅረባይ
ሰም-
ፌርማ--
ዕለት-
ድሕሪት