ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ንምግዛእ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፃውዒት ፕሮፎርማ

ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ንምግዛእ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

ተ/ቁዓይነት ንብረትመፍለይ ቁፅሪመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርመብርሂ
ብርብር
1ጅስቶን ጎማ7.50R16/M775/ቁፅሪ05


1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

2. Tir Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

3. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 20/7/2016 ዓ.ም ክሳ ብዕለት 24/7/2016ዓ.ም ሰዓት - 4:00 ተኣሺጉ ሰዓት 4:30 ይኸፈት

4. በዝሒ ናይቲ ንብረት ክውስኸ ወይ ክቕንስ ይኸእል እዩ

5. ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ