ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ወሃብቲ ሞተር ሳይክላት መለዋወጢ አቁሑት ኦርጂናል ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

በዚ መሰረት ተወዳደረቲÂ ከማልእዎም ዝግብኡÂ ረቆሒ::

1 ኣብ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ዘረፉ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቅረብቲÂ ሰርትፈኬትንÂ ዋናንÂ ኮፒን::

2Â ናይ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ን VATን ሰርቲፌኬት ዋናን ኮፒን::

3Â ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ዓዲ ዉሸጢ እቶት ኣታዊ ዝገበረሉÂ ወረሓዊÂ ድክለሬሽን ዋናን ኮፒን::

4 ነቲ ዝካየድ ጨረታ መኸበሪÂ ዘዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 3000.00 ብ CPO ወይከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ::

5 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስ ተገለፀ ናይ ዘሰዓሮ 10% ኣትሒዙÂ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

6 እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ አጋዓዒዙ ናብ ከተማ ዓዲ ረመፅ ከቅርብ ዝክአል

ነዞም ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ረቆሒ ከማልኡ ዝክእሉ መቅረብቲ ኣበቲ ጨረታÂ ንኽወዳደሩ ይዕድም::

  • ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 12/07 /200 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/ 07/2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልትንÂ ሰዓትን ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ /ደጀን/ ኣዉራ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 2 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ -2-06 እናወሰዱ ሐደ ኦርጀናልን ክልተ ኮፒን በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ተፃሒፉ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ሽረ እንዳስላሰ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትዉ አለዎም
  • እቲ ጨረታ 28/07/ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 28/07/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት
  • ቤት ፅሕፈትና ካብዚ ወፃኢ ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ጨረታና ኣበ ዝኽፈተሉ ቦታነ እዋንን ኩሉ ሕሰብ ቀሪቡ ክዕዘብ ንዕድም::
ድሕሪት
ጨረታ መደብ