ተቁ | ዝርዝረ ዓይነት ንብረት | ድሌት መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
1 | Dask | 43512 –0k071 | ቁፅሪ | 02 | ምምሕዳር | ||
2 | Pad Kit | 04465 – 0k330 | ቁፅሪ | 01 | ምምሕዳር | ||
3 | Shokit | 04495 -0k120 | ቁፅሪ | 01 | ምምሕዳር | ||
4 | ቴስትኒ ብራስ ላዕልን ታሕትን | Model :- KB&TNJNML | ቁፅሪ | 02 | ምምሕዳር | ||
5 | ፍሬን ሻራ ቅድሚት | Model :- KB&TNJNML | ቁፅሪ | 01 | ምምሕዳር | ||
6 | KNUCKLE STEERING RH | 43211 – 0K030 | ቁፅሪ | 01 | 04-15597 | ||
7 | WASHER LOCK | 90215 - 42025 | ቁፅሪ | 02 | 04-15597 | ||
8 | ARM SUB –ASSY , SUSPEN | 48069 -0K040 | ቁፅሪ | 01 | 04-15597 | ||
9 | END SUB ASSY FR STEERING | 45503- 09331 | ቁፅሪ | 02 | 04-15597 | ||
10 | SHAFT ASSY FR DRIVE | 43430 –OK022 | ቁፅሪ | 02 | 04-15597 | ||
11 | KNUCKLE STEERING LH | 43212 – 0K30 | ቁፅሪ | 01 | 04-15597 | ||
12 | SHAFT ASSY ,RRA | 42311- 0K040 | ቁፅሪ | 01 | 04-15597 |
1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ዝተሐደሰ መቅረባይነት : ቲን ቁፅሪ ከም ኣድላይነቱድማ ናይቫት ምዝገባ ሰርተፈኬት ከተሓሕዝ ዝክእል
2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 9/7/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 11/7/2016 ዓም 10:00 ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 10:30 ይክፈት
3 ተወዳድርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፌርማ ማህተምን ኣድራሻኦምን ብምዕራፍ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎ
4 ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር አለዎ
5 ወጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን አዚ ፕሮፎርማ ምስተከፈተ ን7ተ ተከታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይከዉን
6 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
7 ኣብ ከይዲ ጨረታ /ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንከይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስዱ ይክእል እዩ
8 ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሐበሬታ ንምርካብ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሐፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት