ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታ
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ምጥንኻር ስርዓት ምግቢ (FSRP ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ዕ/መሳርሒ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብዋጋ መቕረቢ /ፕሮፎርማ/ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ
ይዕድም፡፡
ተ.ቑ | ዓይነት ኣቕሓት | መግለፂ /እስፔሲፊኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ |
---|---|---|---|---|
01 | ማስታወሻ ደፍተር | 60 ግራም 70 ሺት 128 230 ሚ/ሜ | ቁዕሪ | 2000 |
02 | ፕሪንተር ቀለም | ሕብራዊ - Pro A Col | ሴት | 05 |
03 | ፕሪንተር ቀለም | ኤ--05 ኦርጅናል | ቶነር | 50 |
04 | ናይ ፎቶ ኮፐር ቀለም | ካኖን 2318 ኦርጅናል | ቁዕሪ | 05 |
5 | ኣቃፊ ብዓል ብረት | ቁዕሪ | 100 | |
6 | ኣግራፍ | ማእኸላይ | ፓኬት | 50 |
7 | ኣግራፍ | ዓብይ | ፓኬት | 50 |
8 | እስቴፕለር ሽቦ | ንእሽቶይ | ፓኬት | 100 |
9 | እስቴፕለር | ዓብይ | ቁዕሪ | 02 |
በዚ መሰረት ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ዋጋ መቕረቢኹም ክሳብ መጋቢት 10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3.30 አብ ዘሎ ግዜ ውሽጢ ናብ ቢሮና ጉጅለ ዕደጋ ቢሮ ቑፅሪ 12 ክተቕርቡ ብኸብሪ እንትንዕድም ፡
➢ ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ 7TIN ናይ መቕረብቲ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቫት ሰርቲፌኬትን ናይ መወዳእታ ወርሒ ሪፖርትን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምትሕሓዝ የድሊ
➢ ብዋጋን ዕርየትን ተወዳዲሩ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል መአዘዚ ዕደጋ/Award/ ካብ ዝበፅሖ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 05 ተኸታተልቲ ስራሕ መዓልቲ ከቕርብ ዝግደድ ምዃኑ ፈሊጡ ክወዳደር ይግባእ
➢ ኣብ ዝቐርብ መወዳደሪ ሓሳብ ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፊርማን ዘይብሉ ተቐባልነት ኣይህልዎን ስርዝ እነተሃልዩ ንምእራሙ ፊርማ ክዓርፈሉ ይግባእ
➢ ተወዳዳሪ ዝሃቦ ዋጋ እቲ መወዳደሪ ሓሳብ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲ ዝፀንዐ ይኸውን
➢ መረከበ ቦታ ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ናይ ቢሮና መኻዚኖ ኮይኑ መቕረብቲ ዕሬት እቲ ኣቕሓ ብናይ ቢሮና ሰብ ሞያ ተራእዩ ክረጋገዕ ይገብሩ፣
➢ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/07/2016 ዓ/ም ሰዓ
ድሕሪት