ተቁ | ዓይነት ኣቅሓ | መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ |
1 | ማስታወሻ ደፍተር | 60 ግራም: 70 ግራም ሺት: 128 *230 ሚ/ሜ | ቁፅሪ | 2000 |
2 | ፕሪንተር ቀለም | ሕብራዊ pro 200 color | ሴት | 05 |
3 | ፕሪንተር ቀለም | ኤ 05 ኦርጅናል | ቶነር | 50 |
4 | ናይ ፎቶ ኮፒ ቀለም | ካኖን 2318 ኦርጅናል | ቁፅሪ | 05 |
5 | ኣቃፊ ብዓል ብረት | ቁፅሪ | 100 | |
6 | ኣግራፍ | ማእከላይ | ፓኬት | 50 |
7 | ኣግራፍ | ዓብይ | ፓኬት | 50 |
8 | እቦ | ንእሽተይ | ፓኬት | 100 |
9 | እስቴፕለር | ዓብይ | ቁፅሪ | 02 |
1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ዋጋ መቅረቢኩም ክሳብ መጋቢት 10/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ጉጅለ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብክብሪ እንትንዕድመ
1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ /TIN/: ናይ መቅረበቲ ምዝገባ ሰርተፊኬት : ቫት ሰርተፊኬትን ናይ መወዳእታ ወርሒ ሪፖርትን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምትሕሓዝ የድሊ
2 ብዋጋን ፅርየትን ተወዳደሩ ሰዓራይ ዝኮነ ትካል መአዘዚ ዕደጋ /Award/ ካብ ዝበፅሖ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 05 ተከታተልቲ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝግደድ ምካኑ ፈሊጡ ክወዳደር ይግባእ
3 ኣብ ዝቀረበ መወዳደሪ ሐሳብ ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፌርማን ዘይብሉ ተቀባለነት ኣይህልዎን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ንምእራሙ ፌርማ ክዓረፈሉ አለዎ
4 ተወዳደሪ ዝሃቦ ዋጋ እቲ መወዳደሪ ሐሳብ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7ተ ተከታተልቲ መዓልቲ ዝፀንዐ ይከዉን
5 መረከቢ ቦታ ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ናይ ቢሮና መካዚኖ ኮይኑ መቀረባይነት ፅሬቱ አቲ ኣቅሓ ብናይ ቢሮና ሰብ ሞያ ተራእዩ ክረጋገፅ ይገብሩ
6 አቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344 403663 / 0344 404346
ድሕሪት