ሪጋ | ዓይነት ቴንድኖ | መዓቀኒ | በዝሒ | መብርሂ | |
ባንድል | ቑፅሪ / ቤርጋ | ||||
1 | በዓል -24 | ባንድልን ቑፅርን | 09 | 11 | |
2 | በዓል -20 | ባንድልን ቑፅርን | 09 | 48 | |
3 | በዓል -16 | ባንድልን ቑፅርን | 12 | 98 | |
4 | በዓል -14 | ባንድልን ቑፅርን | 04 | 39 | |
5 | በዓል -12 | ባንድልን ቑፅርን | 15 | 39 | |
6 | በዓል -10 | ባንድልን ቑፅርን | 02 | 99 |
1 እቲ ቴንዲኖ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ወረደ ራያ ጨርጨር ሐድሽ መናሃሪያ ዉሸጢ
2 ሰነድ ጨረታ ብር 300 / ሰለሰተ ሚእቲ ብር ጥራሕ / እናከፈለኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምም/ርን ካብ ዕለት 27/06/2016 ዓም ክሳብ 12/7/2016 ዓም ናይ ስራሕ ሰዓት ምግዛእ ይከኣል
3 ጨረታ ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 27/6/2016 ዓም ክሳብ 12/7/2016 ዓም ኮይኑ ዕለት 12/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ክዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ / ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ራያ ጨርጨር ሰዓት 4:30 ይክፈት
4 ሰዓራይ ምካኑ ምሰ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ጠቅላለ ናይ ዝሰዓሮ መጠን ገንዘብ ናብ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ / ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣታዊ ከገብር አለዎ
5 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብር 150000/ ሐደ ሚኢትን ሓምስ ሽሕ ብር ጥራሕ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
6 ሰዓራይ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ የልዕል
7 ሰዓራይ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ከልዕል አለዎ
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914119551
ድሕሪት