ተቁ | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር ( Description ) | መፍለይ ቁፅሪ/Specification | መዐቀኒ(Unit) | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ |
1 | ቦዲ ስራሕ | Model KUN 25 L | ቑፅሪ | 01 | |
2 | ቻንሲ ስራሕ | Model KUN 25 L | ቑፅሪ | 01 | |
3 | ፍሬም ስራሕ | Model KUN 25 L | ቑፅሪ | 01 | |
4 | ራድያተር ፓራዉልት ምግጣም | Model KUN 25 L | ቑፅሪ | 01 | |
5 | ቅድሚት ፓራዉልት ምግጣም | Model KUN 25 L | ቑፅሪ | 01 | |
6 | HEAD LAMP FRONT | 81110 –ok230 | PSC | 01 | |
7 | FRONT BUMPER | SAMPLE | PSC | 01 | |
8 | FRONTGRILL | 53111-ok 110/ok090 | PSC | 01 | |
9 | AIR CLEANER HOUSING | 17080 – 0L081 | PSC | 01 | |
10 | EXPANSION TANK | 16470-0L010/11 | PSC | 01 |
1 ተወደደርቲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን መቅረባይ ሰርተፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ አለዎም እቲ ዘቀርብ እቲ ዘቀርብ ደኩመንት ዝረአ ክክዉን አለዎ ዘይረአ እነተኮይኑ ናብ ዉድድር አይቀርቡን
2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ፈረማን ክቢ ማሕተምን ክዕርፍሉ አለዎም
3 እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ (ቅጥዒ) አብ ሞንጎ ቢሮን ሰዓራይን ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
4 ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ኮይኖም እነተተረኪቦም እቲ መኪና በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ተሰሪሓ ምካኑ ብናይ ቢሮና ሰብ ሞያ ምስተረጋገፀ የረክብ
5 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮ ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዕልኩም መሊእኩም ክተቅርቡ ይግባእ
6 ተወዳድርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 19/6/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅራብ ይክእሉ
7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/6/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርከብ ይክፈት
8 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ
9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914727578 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ
ቑፅሪ
ድሕሪት