ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ |
---|---|---|
1.ናይ ስሊቲንግ ተረፍ ሓፂን | ኪሎ ግራም | 43,780.00 |
2.ናይ ኮይል ሽፋን ሓፂን | ኪሎ ግራም | 2,000.00 |
3.ናይ ኮይል ሽፋን ኤጅ ሓፂን | ኪሎ ግራም | .900.00 |
4.ናይ ላሜራ ቁርዕራዕ(ቦንዳ)ሓፂን | ኪሎ ግራም | 500.00 |
መብርሂ: እቲ አብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ በዝሒ ክዉስክ ወይ ከቅንስ ይክእል እዩ
ስለዝኾነ ድማ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎ ትካል ወይ ግለሰብ ክገዝአሉ ዝኽእል ዋጋ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅአሉ ዕለት29/5/2016 ዓ.ም እስካብ 16/06/2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብሰም ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ቢሮና ብምምፃእ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ብዝተዳለወ ሳንዱቕ ውሽጢ ምእታው ይኽእሉ እዮም።
ተ ረቲ ከማልእዎም ዝግባእ
1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ቲን ቁፅርን ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒን ከምፅኡ
2. ዝርዝር ዝሓዘ ሰነድ ካብ ዋና ቢሮ ላጪ መፂእኹም ምውሳድ ትኽእሉ ኢኹም
3. ተጫረቲ ሰነድ እንትወስዱ ንጨረታ ዝቐረበ ተረፈ ምህርቲ ብኣካል ምርኣይ ይኽእሉ እዮም
4. ተሳተፍቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 10,000(ዓሰርተ ሽሕ) ሲፒኦ (CPO) ብትካልና ሽም United Steel and Metal Industry PLC ዝተዳለወ ከትሕዙ ይግባእ
5. እቲ ጨረታ ብዕለት 16/06/2016ዓ/ም ስዓት 8:00 ድሕሪ ስዓት ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይኽፈት
6. ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 7(ሸውዓተ) መዓልትታት ዝሰዓሮ ንብረት ሙሉእ ከልዕሎ ይግባእ
7. ስዓራይ ውዕሊ እንትኣስር ናይቲ ጨረታ ጠቕላላ ዋጋ 10% ብትካልና ሽም ሲፒኦ (CPO) ከትሕዝ ኣለዎ።
ትካልና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ዩናይትድ ስቲልን ሜታልን ኢንዱስትሪ ሓ.ዝተ.ግ.ማሕበር
ድሕሪት