ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ጎማ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 20, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 20, 2016 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ/ም

4. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም

5. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

6. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ጎማ መኪና245/70R 16 ATRብቁዕሪ05

እንክተሎም መምርሒ:-

6. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 16/05/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/05/2016 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 21/05/2016 ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::

7. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ጥዕና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

8. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

10. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ