1 ናይ 2015 ዓም/2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ እዉን ቲኦቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 25/5/2016 ጀሚሩ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ
5 እቲ ጨረታ 25/4/2016 ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:15 ሰዓት ይክፈት
6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት
7 ፋበሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085
ድሕሪት