1 ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ
2 መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ምስ ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ይግባእ
3 ዝተሐደሰ ምዝገባ መቀረባይነት ናየዚ ዘመን ከቅርብ ዝክእል
4 ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን
5 ትካልና 20 ሚእታዊ ናይቲ ንብረት ምንካይ ወይ ምዉሳክ ይክእል
6 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 1/5/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ይክፈት
7 ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
0914765469 / 0945797986
ተቁ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ደስጣ ወረቀት 80 ግራም | ቁፅሪ | 300 | ISO 1400 1 | ||
2 | እስክርቢቶ ሰሚያዊ | ፓኬት | 20 | መርኣያ | ||
3 | እስክርቢቶ ቀይሕ | ፓኬት | 20 | መርኣያ | ||
4 | ኮምፒተር ቀለም | ቁፅሪ | 17 | 1ይ ደረጃ | ||
5 | ዳስተር | ቁፅሪ | 100 | መርኣያ | ||
6 | ቀለም | ቁፅሪ | 20 | መርኣያ | ||
7 | ስቴንስልስ DX2430 | ቁፅሪ | 20 | መርኣያ | ||
8 | ስቴፕልስ | ፓኬት | 20 | Cangaro | ||
9 | ሐቆፊ | ቁፅሪ | 50 | መርኣያ | ||
10 | ክላሰር 250 ግራም | ዕሹግ | 02 | 1ይ ደረጃ | ||
11 | ደብተር | ቁፅሪ | 200 | 1ይ ደረጃ | ||
12 | ኮላ( Wood Fix) | ቁፅሪ | 10 | 1ይ ደረጃ | ||
13 | ፍለሽ | ቁፅሪ | 10 | 1ይ ደረጃ | ||
14 | ፎጣ ንኮምፒተር መፀገኒ | ቁፅሪ | 20 | 1ይ ደረጃ | ||
15 | ወረቀት መቁረፂ ዓብዩ | ቁፅሪ | 02 | 1ይ ደረጃ | ||
16 | መፅረቢ እርሳስ ዓብዩ | ቁፅሪ | 02 | 1ይ ደረጃ | ||
17 | ፊሽካ ማእከላይ | ቁፅሪ | 03 | 1ይ ደረጃ | ||
18 | ቀለም ፕሪንተር 80 A | ቁፅሪ | 10 | 1ይ ደረጃ | ||
18 | መወልወሊ ጨረቂ | ቁፅሪ | 10 | 1ይ ደረጃ |